ነገረ ጭራ! (ብመሓሪ ሰለሞን) ፈጣሪኦም ሰብሓት ገብረ እግዚኣብሄር ዓሪፉ። ንሳቶም ግን ክሳብ ኸዚ ብህይወት ኣለው። ኣይተ ኣልኣዛርን ኮምበጡር ኸልቦምን። እዛ ጊዜ እዚኣ እውን ኣርኪቦምላ ድዩስ ኣርኪባትሎም ኣብ ሓንቲ “ስግሬቶ”...