ህወሓት፡ ጉልሓይ ብሄራውነት ! (ብክንፈ ሓዱሽ) መእተዊ 1950ታት ተወሊዑ 1960ታት ኣብ ዝለዓለ ጠርዚ ዝበፅሐ ምንቅስቓስ ተምሃሮ ኢትዮጵያ፡ ናይ ትግራይ፣ ኤርትራን ኢትዮጵያን  ፖለቲካዊ ኩነታት ብመሰረቱ ዝለወጠ ነይሩ። እዚ ናይ ተምሃሮ...

መዋጽኦና ኣብ ኩናት ቀይሕ ባሕሪ…… ብ Bm tesf ምውዛዕ ፕሮፖጋንዳ ትምቢት ንጉስነት፣ ምስ ህወሓት ናብ ኩናት ምእታው፣ ኣብ ጎቦታት የካ ዝስራሕ ዘሎ ዝተሓላለኸ ቤተመንግስቲ፣ ጥቡቕ ርክብ ምስ ንጉሳዊ ቤተሰብ...

ህወሓትን ‘ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይን’!

ህወሓትን ‘ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይን’! (ብተኽሊት ገብረመስቀል ባህታ) “ህወሓት ጉዳይ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣጀንዳ ዘይምግባሩ ንሕና እውን ገሪሙና እዩ”~ሬድዋን ሁሴን(ጋዜጣ ሪፖርተር) መእተዊ እዚ ጽሑፍ ስለ ግዝኣታዊ ሓድነት ክልላት...