ነገረ ጭራ! (ብመሓሪ ሰለሞን) ፈጣሪኦም ሰብሓት ገብረ እግዚኣብሄር ዓሪፉ። ንሳቶም ግን ክሳብ ኸዚ ብህይወት ኣለው። ኣይተ ኣልኣዛርን ኮምበጡር ኸልቦምን። እዛ ጊዜ እዚኣ እውን ኣርኪቦምላ ድዩስ ኣርኪባትሎም ኣብ ሓንቲ “ስግሬቶ”...

ለበዳ ኤች ኣይ ቪ ኤድስ- እቲ ካሊእ ስግኣት ትግራይ!

ለበዳ ኤች ኣይ ቪ ኤድስ– እቲ ካሊእ ስግኣት ትግራይ!                         (ብሃፍቶም ሃይለ) ወረርቲ ሓይልታት ጥቅምቲ 2013 ኣ.ግ ንትግራይ ቅድሚ ምውራሮም ዝርግሐ ለበዳ HIV 1.43 ሚእታዊ ነይሩ።በቲ ግዜ ቢሮ ሓለዋ...