ህወሓትን ‘ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይን’!

ህወሓትን ‘ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይን’! (ብተኽሊት ገብረመስቀል ባህታ) “ህወሓት ጉዳይ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣጀንዳ ዘይምግባሩ ንሕና እውን ገሪሙና እዩ”~ሬድዋን ሁሴን(ጋዜጣ ሪፖርተር) መእተዊ እዚ ጽሑፍ ስለ ግዝኣታዊ ሓድነት ክልላት...